Sunday, October 18

ህጹጽ
ዝኽሪ መበል 65 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ · ቀዳማይ ፖለቲካዊ ሰሚናር Eri Meeting Point · ውጽኢትን ውሳነታትን ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ዘተ ኢትዮጵያ · ናይ ኤርትራ ባንዴራ ተምበልብል ዝነበረት ናይ ነዳዳዲ መርከብ፣ ብሶማላውያን ቀርሰንቲ ተጨውያ · ካብ ሰሎሞናዊ ሚቶሎጂ ናብ ዘመተ መቕደላን ሕልናዊ ምትንሳእን
ዜና

ናይ ኤርትራ ባንዴራ ተምበልብል ዝነበረት ናይ ነዳዳዲ መርከብ፣ ብሶማላውያን ቀርሰንቲ ተጨውያ

ብ newsroom··
#politics
ናይ ኤርትራ ባንዴራ ተምበልብል ዝነበረት ናይ ነዳዳዲ መርከብ፣ ብሶማላውያን ቀርሰንቲ ተጨውያ

ናይ ኤርትራ ባንዴራ ተምበልብል ዝነበረት ናይ ነዳዳዲ መርከብ፣ ብሶማላውያን ቀርሰንቲ ተጨውያ

ኣብ ኣፍደገ ባብ ኣል መንደብ SIBU 1 ዝተበሃለት ነዳዲ ተመላልስ ዓባይ መርከብ ብሶማላውያን ቀርሰንቲ ባሕሪ ትማሊ 22 ነሓሰ 2026 ኣጋ ንግሆ ከም ዝተጨወየት ዝተፈላለየ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። እዛ ነዳዲ ኢራን ጽዒና ናብ ዝተፈላለየ ኲርንዓት ዓለም ተበጻጽሕ ዝነብረት መርከብ፣ ናይ ኤርትራ ባንዴራ ተምበልብል ዝነበረት ናይ ነዳዳዲ መርከብ፣ ብሶማላውያን ቀርሰንቲ ተጨውያ እዛ ምስ 16 ሰራሕተናታኣ ዝተጨወየት መርከብ ኣብቶም ሰራሕተኛታት ኤርትራውያን ነሮም እንተኮይኖም ዝተረጋገጸ የለን።

ድሒሩ ዝወጸ ሓበሬታት ከምዝገልጾ፣ እዛ መርከብ ካብተን ብመግስቲ ኣሜርካ ብምኽንያት “ነዳዲ ኢራን ትጽዕን መርከብ” ጽኑዕ እገደ ዝተነብረላ ምዃና ተፈሊጡ።  እቶም ነታ መርከብ ዝጨወዩ ሽዱሽተ ዕጡቓት ሶማላውያን ቀርሰንቲ ባሕሪ እዮም” ካብ ምባል ዝሓልፍ ካልእ ዕሙቕ ዝበለ ሓበሬታ ክሳብ ሕጂ የለን።

ብወገን ኤርትራ ብዛዕባ እዛ መርከብን ምስ ኤርትራ ዘለዋ ምትእስሳርን ዝኮነ ይኹን ዝወጸ መግለጺ የለን።

newsroom

ን Eri Meeting Point ደግፍ

ናጻ ሚዲያ ብሕይወት ክቅጽል ህግዝ

ሓገዝ

ርእይቶታት

ገና ርእይቶ የለን። ቀዳማይ ኩን!

ርእይቶ ሃብ