Wednesday, September 30

ህጹጽ
ዝኽሪ መበል 65 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ · ቀዳማይ ፖለቲካዊ ሰሚናር Eri Meeting Point · ውጽኢትን ውሳነታትን ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ዘተ ኢትዮጵያ · ናይ ኤርትራ ባንዴራ ተምበልብል ዝነበረት ናይ ነዳዳዲ መርከብ፣ ብሶማላውያን ቀርሰንቲ ተጨውያ · ካብ ሰሎሞናዊ ሚቶሎጂ ናብ ዘመተ መቕደላን ሕልናዊ ምትንሳእን
ዜና

ቅልውላው መጎዓዝያታት ኣብ ከተማታት ኤርትራ

ብ Newsroom··
#politics
ቅልውላው መጎዓዝያታት ኣብ ከተማታት ኤርትራ

ብስእነት ነዳዲ እንዳተመኻነየ ዝቕጽል ዘሎ ቅልውላው መጎዓዝያ ኣብ ከተማታት ኤርትራ

ብስእነት ነዳዲ እንዳተመኻነየ ዝቕጽል ዘሎ ቅልውላው መጎዓዝያ ኣብ ከተማታት ኤርትራ ካብ ዝኸፈአ ናብ ዝገደደ ይኸይድ ከምዘሎ ካብ ኤርትራ ዝወጹ ዘለዉ ዜጋታት ገሊጾም።

ሎሚ ካብ ናብ ከተማታት ዝጉዓዛ ዝነብራ ኣውቶቡሳት ብስእነት ነዳዲ ተዓሽገን ኣደዳ ጸሓይን ንፋስን ይኾና ከምዘለዋ ተፈሊጡ።

ህዝቢ ናይ ምዓልታዊ ንጥፈታት ከካይድ ዝሕግዙ ዝኾነ ይኹን ናይ መጎዓዝያ መሳለጥያታት ተሓሪምዎ ብኣድገ በቕሊ ዝጉተታ ዓረብያታ ካሮሰ ክጥቀም ይግደድ ኣሎ።

ልዕሊ ሓደ ምሊዮን ህዝቢ ከምዝቀመጠላ ዝንገረላ ከተማ ኣስመራ ከይተረፈት ብስእነት ነዳዲ ጥር ትብል መኪና ዘይረኣየላ ከተማ ኮይና ትርከብ።

ን Eri Meeting Point ደግፍ

ናጻ ሚዲያ ብሕይወት ክቅጽል ህግዝ

ሓገዝ

ርእይቶታት

ገና ርእይቶ የለን። ቀዳማይ ኩን!

ርእይቶ ሃብ